ናይ ብሓቂ ሓቀኛ ደርፊ፡፡ ገለ ካብ ግጥምታት ናይዛ ደርፊ፡፡ ኣንታ ብዓል እዋን ትመላለስ ዓዲ መረባዕ ኣስሪሕካ ትሽፍን ንሓቂ ሃገር ማዕቢላያ ጽቡቕ ኣሎ ህዝቢ እንዳ በልካ ትዛረብ ናይ ሓሶት ሸቃጢ ( 2 ) ሓዳርካ ሟሚቑ ደቅኻ እንዳምሃርካ ሑጻ እትቑርጥም ብዘይ ኩርምትኻ ብነጻ ጉልበተይ ሃገር ክሃንጸልካ ራኢ መጻኢየይ ከመይ ዘይንታይካ ( 2 ) ናይ ብሓቂ ዘረባ'ዩ።